ብዛዕባና
እቲ ራእይ
ተጠቀምቲ ክርስትያናዊ ፕሮግራማት መታን ከውርዱ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ቀሪቡ ኣሎ፡፡
እቲ ተልእኾ
ትራንስ ዎርልድ ሬድዮ 360 ንቤተክርስትያን ዓቢ ተልእኾ ክርስቶስ ንምፍጻም ዘለዋ ዕማም ንምድጋፍ ቀጻሊ ኣገልግሎት ሚድያ TWR360 ኣብ ዘስፍሓሉ ዘሎ እዋን ኣብ ተጠቀምቲ ዌብን ሞባይልን ኣፕሊኬሽናት ዘተኮረ እዩ፤
- ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ፡ ኩሉ ሰብ ብኮምፒተር ይኹን ስማርት ሞባይል፡ ሰፊሕ ክርስትያናዊ ምንጭታት ብቋንቁኡ ክረክብ ይኽእል እዩ፡፡
- ንክርስትያን መራኸቢታት ጎኒ ጎኒ ካልኦት ዓበይትን ንኣሽቱን ኣገልግሎታት ንዋታቶም ንምዝርጋሕ ዝተዋሃሃደ፡ ብዙሕ ስራሕ ዝሰርሕ መውጽኢ ምቕራብ።
- ከም ማእከላይ መርበብ ሓበሬታ ኮይኑ ዘገልግል፡ እቲ ዓቢን እናዓበየን ዝኸይድ ዘሎ ካታሎግ መደባት TWR360 ምስ ፈነወ ሬድዮ ብምውህሃድ ግን ከኣ ካብ ናይ ግዜን ቦታን ድሩትነት ነጻ ኮይኑ ክቐርብ ይኽእል።
ብዛዕባ TWR
Speaking fluently in 200+ languages and dialects, TWR exists to reach the world for Jesus Christ. Our global media outreach engages millions in more than 160 countries with biblical truth. For more than 70 years, God has enabled TWR to help lead people from doubt to decision to discipleship.
ትራንስ ዎርልድ ሬድዮ ምስ ዓለምለኻውያን መሻርኽቲ፡ ከባብያዊ ኣብያተ ክርስትያናትን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብምዃን፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ውልቀሰባትን ማሕበረሰባትን ተስፋ ንምዝርጋሕ ኣገደስቲ መደባት፡ ጸጋታት ደቀ መዛሙርቲን ውፉያት ሰራሕተኛታትን የቕርብ። ልዑል ሓይሊ ዘለዎ ኤኤም/ሜጋዋት፡ ሓጺር ማዕበል ወይ ኤፍኤም ሬድዮ ምጥቃም ይኹን፡ ትሕዝቶ ናብ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ምዝርጋሕ ወይ ምስ ሰማዕቲ ገጽ ንገጽ ምብጻሕ፡ TWR ነባሪ መንፈሳዊ ኣሰር ይገድፍ።